ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) 135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ትማሊ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!