127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ካብ 21 ክሳብ 28 ሓምለ 2014 ዓ.ም ብዝገበሮ ወፍሪ እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 14 ሰባት እውን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።

እቶም ናውቲታት ኣብ ምሓዝ ቅርንጫፋት ኣብያተ ፅሕፈት ኣቃቂ ቃሊቲ ፣ ኣዲስ ኣበባ ኤርፖርትን ምያሌን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ኣብ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት ፣ተሽከርከርቲ፣ ኣፅዋራት ኲናት፣ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ ዘይቲን ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ከምዝርከብዎም ካብ ጉምሩክ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment