119 ኪሎ ግራም መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኣዶላ ሬዴ ብሞተር ሳይክል እናተጓዘ ዝነበረ 119 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ኣዛዚ ፖሊስ እታ ወረዳ ኢንስፔክተር ኣብዱልከሪም ሑሴን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ምሸት ናብ ከተማ ነገሌ እንትጓዓዝ ካብ ሕብረተሰብ ብዝበፅ ሓበሬታ ኢዩ ተታሒዙ፡፡

ኣሽከርካሪ እታ ሞተር ሳይክል ንግዚኡ እታ ሞተር ሳይክልን መዐወኒ ሓሽሽን ገዲፉ ዘምለጠ ይኹን እምበር ንመሓዝ ክትትል እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ህዝቢ እታ ወረዳ ንፖሊስ ሓበሬታ ብመሃብ ንዝገበሮ ምትሕብባር ምስጋና ዘቕረቡ ኢንስፔክተር ኣብዱልከሪም፥ ዘይሕጋዊ ኣካላት ንምክልኻል ምትሕብባር ሕብረተሰብ ንኽቕፅል ምሕታቶም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment