118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ።

ናብ ሃገገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 38ቱ ናብ የመን ንምእታው ኣብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣብ ኢድ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ወዲቖም ከምዝነበሩ ተሓቢሩ፡፡

80 ዝኾኑ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ጅቡቲ ኣብ ስደት ዝነበሩ ከምዝኾኑ ሓበሬታ እቲ ኤምባሲ የመላኽት፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment