1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም።

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሪያድን ጅዳን ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕቲ ቀፂሉ ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ካብ ስዑድ ዓረብ፣ ጂዳ ብዝተገበሩ ሰለስተ በረራታት 269 ህፃናት ሓዊሱ 1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምግባሮም ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment