1 ሺሕን 245ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 245ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 686 ደቂ ኣንስትዮ፣ 368 ደቂ ተባዕትዮን 191 ሕፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም መዕረፊ ንኽኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወጻኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment