1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ብዝተሳለጠ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 1 ሺሕን 98 ደቂ ተባዕትዮ፣ 79 ደቂ ኣንስትዮ፣ 3 ህፃናት ከምኡ እውን 228 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment