1 ሺሕን 174 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገቶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 174 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።

ንተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን ማእኸላት መፅንሒን ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብ 4 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እናተኻየደ ብዝርከብ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 32 ሺሕን 800 ኢትዮጵያውያን ምምላስ ተኻኢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment