1 ሺሕን 163 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 163 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኣብ ፀገም ነይሮም ካብ ዝተመለሱ ኢትዮጵያዊያን  እተን 200 ደቂ ኣኒስቲዮ እንትኾና፥ እቶም 16 ድማ ሒንጠያት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን ማእኸል መፅንሒን ግቡእ ደገፍን ክንክንን ብምግባር መስ ስድረኦም ናይ ምፅንባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

Comments (0)
Add Comment