1 ሺሕን 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተመለሱ፥ 80 ደቂ ኣኒስቲዮ እንትኾና 21 ድማ ህፃናት ኢዮም።

ነቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን መፅንሒ ማእኸላትን ድጋፍን ክንክንን ብምግባር ናብ ስድረኦም ናይ ምፅንባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment