ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 27 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 924 ደቂ ተብዕትዮን 63 ደቂ ኣንስትዮን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ክሳብ ሕዚ ብዝተገበረ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ ቁፅሮም ልዕሊ 12 ሺሕን 857 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ምምላስ ተኻኢሉ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna