1 ሺህ 86 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺህ 86 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 330 ደቂ ኣንስትዮን 80 ዝኾኑ ድማ ህጻናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም መዕረፊ ንኽኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወጻኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ናይ ምምላስ ስራሕቲ ቁፅሮም ልዕሊ 8 ሺሕን 500 ኢትዮጵያውያን ምምላስ ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment