ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ብምትሕብባር ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ።

እቲ ስልጠና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ከምኡውን መንግስታዊ፣ ሃይማኖታዊን ህዝባዊን ኩነታት ጉዳያት ብሰላም ንምኽባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ስራሕቲ ፖሊስ ንምሕጋዝን ንእታዎታት ሚዲያ ዝኾኑ ሓበሬታታት ንምእካብን ዘገልግላ ድሮናት ንምቁፅፃር ዘኽእል ስልጠና ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment