ፖሊስ ፌደራል ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ።

እቶም ትካላት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጀርመን(ጂ.አይ.ዜድ)ን ማእኸል ምትሕብባር ዓውዲ ፀፅታ ጄኔቫ(ዲካፍ)ን እንትኾኑ፥ ንምርመራ ፎረንሲክ ዝኸወን ቴክኖሎጂን ንምሙላአን ኣብ ስልጣና ሓቢርካ ንምስራሕን ዘኽአል ስምምዕነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ምክትል ኮሚሽነር ጄነራል ዘላለም መንግስቴን፥ እቶም ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ዘጣየሽዎ ጉጅለ ቴክኒክ ዘለዉ ኣባላት ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪበምዎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment