ፖሊስ መበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንመበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡

እቶም ሰልጠንቲ ካብ መላእ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል ኣመልኪቱ፡፡

ዓቕሚ ምፍፃምን ተበፃሕነትን  ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዘዕቢ ስልጠና ከምዝኾ እውን ተሓቢሩ፡፡

Comments (0)
Add Comment