ፖሊሲታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘካተተ ኮይኑ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ቢሮ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሽን ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ዘለውዋ ደንቢታትን ፖሊሲታትን ደቂ ኣኒስቲዮ ብምክታት ዘፅንዖ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዘውፀአቶም ፖሊሲታት ዲጂታል ንደቂ ኣኒስቲዮ ዝተፈለየ ጠመተ ከምዝሃበት ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ አሊ፥ እቲ መፅናዕቲ ክፍፍል ዲጂታል ኢትዮጵታ ብምርኣይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ንምክታት ስርዓተ ፆታ ምላሽ ዝህቡ ሓደሽቲ ፖሊሲታት ምስንድኦም ተዛሪበን።

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ይሰርሕ ኣሎ እውን ኢለን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment