ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ትማሊ ምቕራብ ጀሚሩ።

ብመሰረት እዚ ትማሊ ን18 ሺሕ ንነበርቲ ዕዳጋ ሓሙስ ደገፍ ምግቢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ደገፍ ሩዝ፣ ዕፉንን ናይ ኣትከልቲ ዘይቲን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ምስ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ናይ ህልውና ወፍሪን ብዝተተሓሓዘ ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ደገፍ እናገበረ ምፅንሑ ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment