ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲሽ ልማት ኖቤል ሰላም 2020 ኮይኑ።

ሓደ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ እቲ ሽልማት ክኸውን ዝኸኣለ ጥሜት ንምንካይ ብዝገበሮ ፃዕሪ ከምዝኾነ እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment