ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ይካየድ ኣሎ።

“ኩሉ ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ከም ሓደ ዜጋ ንሃገሩ ዲፕሎማት ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ፕሮግራም ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ፍልጠትን ክእለትን ንኽድንፍዕ ማሕበረሰብ ብምንቃሕ ዝወሰዶ ተበግሶ ዘሕጉስ ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ለውጢ እናመዝገበቶ ትርከብ ብፍላይ ንምጥንኻር ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዘርአየቶ ዓቕሚ ዕቤታ ብዘይደልዩ ኣካላት ቅሬጣ ከምዝፈጠረ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ኣምባሳደር ዲና ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሙሁራን፣ ተምሃሮን ዕዱማት ኣጋይሽን እናተሳተፉሉ ኣብ ዝርከቡ መርሃ ግብሪ፥ ምጥያሽ እቲ ማእኸል ዘለዎ ረብሓ ዘመላኽቱ ዝተፈላለዩ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ልዝብ ከምዝግበረሎም ትፅቢት ይግበር።

እቲ ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ከምዝኽት ተሓቢሩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment