ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓውዲ ቱሪዝም ንምጥንኻር ኢኮኖሚ ክድግፍ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ቱሪዝም ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ከምዝድግፍ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዝርከበሉ ብርኪ ተዓዚቦም።

ኣብቲ እዋን ዑደት ድማ ኣብ ውሽጢ ሒደት ኣዋርሕ ብዙሕ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ኣብ ፌስቡክ ገፆም ኣፍሊጦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment