ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ  ተራኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ  ተራኺቡ።

ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ሙሉቀን ተሰማ፥ 40 ሜጋ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘፈልፍሉ 16 ተርባይናት ንፋስ ስራሕቲ ተፍቲሽን ፈተነን ብምዝዛም ኢዩ ምስቲ ማእኸል ተራኺቡ ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ እቲ ጣቢያ 80 ሜጋ ዋት ሓይሊ ንክፈልፍል ፃዕሪ የግበር ከምዘሎ ምግላፆም ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ ጣቢያ ክህነፁ ካብ ዝተሓሰቡ 48 ተርባይናት ንፋስ እቶም 32 ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment