ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተመሪቑ።
እቲ ህንፀት ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ብኩባኒያ ሲሲሲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣስታት 48 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተግይርሉ ኣሎ።
እቲ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ምምራቑ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ኣብ ምስላጥ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ ከምዝተብሃለ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ፅሒሖም።
ፍልፍል ፦ ቢቢሲ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።