ፕሬዚዳን ርእሰ ምሕደራ ፍልስጤም ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳን ርእሰ ምሕደራ ፍልስጤም ሙሓሙድ ኣባስ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።

ምፕሬዚዳንት ሙሓሙድ ኣባስ፥ ንህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዘበነ ለውጢን ምዕባለን ንኽኸውን ዘለዎም ሰናይ ትምኒት ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment