ፕሬዚዳንት ፑቲን ንፕሬዚዳንት ታዬ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ብተመሳሳሊ ፕሬዚዳንት ሲንጋፖር ሻንሙጋራትናም ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ሰናይ ዘበነ ስራሕ ንክኾነሎም ተመኒዮም።

 

 

Comments (0)
Add Comment