ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመን ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሚና መሓመድን ኣብ ዱብቲ ሆስፒታል ዘለዉ ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን።

እቶም ህፃናት ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተተኮሰ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ሰመራ ዘርከብ መኽዘን መሐለውታ ምግቢ ትካል ምግቢ ዓለም ከምዝረኣያ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ፣ ዓበይቲ ዓዲን መራሕቲ ሃይማኖትን ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment