ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስሜል ኦማር ጌሌ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም።

እቶም ፕሬዚዳን ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምዃን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ዜጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም።

መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክልተኣዊ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያትን ከክዝትዩ ኢዮም ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment