ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ካብ ስራሕ ኣሰናቢቶምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ጄነራል ቫለሪ ዛሉዥኒን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበትዎም ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ነቶም ዋና አዛዚ ካብ ስራሕ ዘሰናበትሉ ምኽኒያት፥ ኣብ መንጎ እቶም መራሕቲ ኣፈላላይ ሓሳብ ምፍጣሩ ስዒቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ጄነራል ኦሌክሳንደር ሰሪስኪ ሓዱሽ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ብምዃን ከምዝተሸሙ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment