ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ 22 ኣባላት ዘለዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም።

ዊሊያም ሩቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ከምዝሸሙ ሓቢሮም።

እቶም ምኝክትል ፕሬዚዳነት ኣቦ መንበር ርክብ መንግስቲን መንግሥታዊ ኮሚሽንን ብምዃን ከምዝሰርሑ ገሊፆም።

ብተመሳሳሊ ሙሳሊያ ሙዳቫዲ፥  ፀሓፊ ካቢኔ ቀዳማይ ሚኒስትር  ብምዃን ተሸይሞም።

ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ፥ ኣብ ቀፃሊ ሹመታት መንግስቲ ዕላዊ ከምዝገብሩ ገሊፆም ክብል ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment