ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ጎንፂ ሰላማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ብምግባሩ ሓጎሶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ጎንፂ ሰላማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ብምግባሩ ሓጎሶም ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ኣብቲ ዘተ ሰላም ንዝተሳተፉ ክልቲኦም ኣካላት አመስጊኖም።

ሰላም ንምንጋስ ንዝገበርዎም ፃዕሪ ናእደኦም ገሊፆም።

ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ምትሕስሳብ፣ ሓድነትን ዕርቀ ሰላምን እዋን ንክኸውን ተመኒዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment