ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያን ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment