ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ንዝገበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብታ ሃገር ኣጋጢሙ ብዝነበረ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንዝገበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም።

እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተገበደ ሰብኣዊ ድጋፍ÷ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሃመድን ጉጅለ ልኡኽ መድሕን ህይወት ንዝመርሑ  ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼን ሽልማት ፕሬዚዳንታዊ ሜዳሊያን ወረቐት ምስክርን ኣበርኪቶም፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 59 ሺሕ ዜጋታት ህይወቶም ዝሓለፈ እንትኸውን÷ ጉጅለ ልኡኽ መድሕን ህይወት ኢትዮጵያ ናብታ ሃገር ብምኻድ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ይዝከር፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

Comments (0)
Add Comment