ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ላዕዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ በል ብምርከብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment