ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም።

ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዶክተር አኪንውሚን መሳርሕቶምን እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት  ኣመስጊነን፡፡

ፕሬዚዳን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኢዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment