ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ንዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና “ሓቀኛ ውላድ ኣፍሪካን መሓዛ ኢትዮጵያን እንኳዕ መፅኡ” ኢሎምዎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment