ፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ኢመደኣ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሞሽን መረብ ድሕንነት (ኢመደኣ) ዑደት ኣካይዶም።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ሰለሞን ሶካ ነቶም ፕሬዚዳንትን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ናይቲ ምምሕዳር ማእኸል ዲጂታል ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሳይበር ታለንትን ነቶም ኣጋይሕሽ ኣጎብኒየሙዎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment