ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቶም ፕሬዚደንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብቲ ኣቀባብል ስነ ስርዓት ምኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምኒስትር ጉዳያት ሰራተኛን ማሕበራዊን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ፣  ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፣ የ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሀም በላይ፣  ሚኒስትር ድኤታ ጉዳያት ወፃኢ  ሬድዋን ሁሴን ፣ ሚኒስትር ድእታ ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ተረኺቦም።

ብለይኩን ዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment