ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሉ ኣቀባብላ ተገይሩለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሉ ኣቀባብላ ተገይሩለን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታንዛኒያ ምቕነዐን ይፍለጥ።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ታንዛኒያ ምስ በፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባህላዊ ክዳን ብህያብ ኣበርኪቶምለን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፃንሒተን፥ ኮሚሽን ናይል ቤዚን ንምጥያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሊ ክዝትያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኢብኮ ፀብፂቡ።

ታንዛኒያ ካብ ሞንጎ ተፋሰስ ኣባይ ሃገራት፥ ሩባ ኣባይ ብሓባር ምዝጥቃም ዘኸእል ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ቀዲማ ዝፈረመት ሃገር ምዃና ይፍለጥ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment