ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ኤሊ ኣልቶነን ተዛቲየን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ትካላት ቀይሕ መስቀል ኢትዮያን ፊንላንድን ዘሎ ርክብ 90 ዓመት ዘቑፀረን ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ዝርከብን ከምዝኾነ ኣብሪሀን፡፡

ብመሰረት ሓበሬታ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ብሚሊየናት ዝቑፀር ህዝቢ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ሓገዝ ዝደልዩ ስለዝኾኑ÷ ሓገዝ ንኽጠናኸር እተን ሓቲተን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment