ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን።

ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም።

እተን ፕሬዚዳንት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ንክኾነሎም ዘለወን ትምኒት ገሊፀን።

እቲ በዓል እንትነኽብር ዝተጎድኡ ወገናት ብምሕሳብን ብምሕጋዝን ከምኡ ውን መምርሒታት ምክልኻል ቫይረስ ኮረና ተግባራዊ ብምግባር ክኸውን ኣለዎ እውን ኢለን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment