ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሓሙሽተ ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሓሙሽተ ሃገራት ተቐቢለን።

ስለዝኾነ ድማ፣ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ዮርዳኖስ፣ ሲሸልስ፣ ኮቲዲቯር፣ ቤኒንን ኮንጎ ሪፐፒሊክን ተቐቢለን።

እተን ፕሬዚዳንት ኢትዮጵያ ምስተን ሃገራት ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ምግላፀን ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment