ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይደን።

ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2015 ዓ.ም÷ ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲን ትካላት ኣቕረብቲ ፋይናንስን ዝነበረ ናይ ምውዳድ ክፍተት ብምፍታሕ እቶም ትካላት ንዕቤት እቲ ዘፈር ክሰርሑ ኣብ ምግባ ዝፈተሮ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹት ተገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣመልኪቱ፡፡

ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ̎ ፓነል መድረኻት ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ከምዝተኻየዱ ይፍለጥ።

ብፈትያ ኣብደላ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment