ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ 14 ባዐል ሙሉእ ስልጣን  ኣምባሳደራትን 7 ኣምባሳደራተን ደብዳበ ሽመት ሂበን።

እቲ ስነ ሰርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተሳሊጡ።

ፕሬዚዳንቷ በሀገር ቤትም ሆነ በውጭ ሀገራት ኢትዮጵያን ማገልገል ትልቅ እድል እንደሆነ ጠቅሰው ፥ ተሿሚ አምባሳደሮች እምነትንና ሰርቶ ማሳመንን መርህ አድርገው ሊሰሩ ይገባል ነው ያሉት።

እቶም ኣምባሳደራት እምነትን ሰሪሕኻ ምእማንን መርህ ገይሮም ክሰርሑ ከምዝግባእ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment