ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ውልቀ ማሕበር ዑደት ኣሳሊጠን።

እተን ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ፅርየት ዘለዎም ፍሪያት ንምፍራይ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢደን።

እቲ ትካል ንፅርየት ቀዳምነት ብምሃብ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ኣፅኒዑ ንክቕፅል ድማ ኣተሓሳሲበን።

እዚ ንምግባር ብወገን መንግስቲ ኣድላዪ ደገፍ ክግበረሉ ኢዩ እውን ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment