ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

እተን ፕሬዚዳንት፥ “ሃገርና ካብ ዘፍረየቶም ዓበይቲ ድምፃውያን ሓደ ብዝኾነ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ሕልፈት ኣዚየ ሓዚነ” ክብላ ገሊፀን።

ዘበን ተሳገርቲ ዜማታትን ቁም ነገር ሓዘል ግጥሚታትን ኣለማየሁ እሸቴ፥ኣብ ልቢ ኢትዮጵያ ንዘለኣለም ክነብሩ ኢዮም ክንላ ገሊፀን።

ንስድርኡን ንመላእ ኢትዮጵያውያንን እውን ምፅንዕናዕ ተመኒየን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment