ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረር ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ህፁፅ ሓገዝ ኣብ ዘድልዮም ዜጋታት ኣድሂቦም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ መስቀል እናሃቦ ዝርከብ ኣገልግሎት ምስጋና ኣቕሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment