ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጉዳይ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ምስ ዝሰርሕ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት /ዩኤንኤድስ/ ዋና ፈፃሚት ዋኒ ቢያንዩማን ኢየት ተዛቲየን፡፡
ኣብ ዘተአን ድማ እቲ ውድብ እናሰርሖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣድሂበን ተመያይጠን፡፡
ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝተተሓዙ ትልሚታት ልዝብ ምግባረን እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!