ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ እቶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፥ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም ኢዮም።
ላቭሮቭ÷ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ዘተ ይገብሩ ኣለዉ።
እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ኣብ ግብፂ፣ ኮንጎ ብራዛቪልን ኡጋንዳን ዑደት ምግባሮም ይዝከር።
ብወንደሰን ኣረጋኸኝ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።