ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን።

ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእክቲ፥ ‘‘ብራኢ እቶም ንጉስ ተጀመረ፣ ድፍረት ተኸተለ፣ ዘቐፅሉ መፅኡ፣ ግድብናን ሓይሊ ከፈልፍል ክኢሉ! እንኳዕ ደስ በለና!’’ ኢለን፡፡

ሃሩር ተፃዊሩ፤ ጥዕንኡን ህይወቱን ሰዊኡ፤ ረብሓ ሃገር ኣፅኒዑ ሒዙ ተደራዲሩ፤ ካብ ዘለዎ ኣካፊሉ፤ ሃገረይ ኢሉ ንዝተለዓለ ኩሉ እቲ መዓልቲ ናትኩም ኢዩ፤ ኢድ ነሲአ ኣለኹ” ክብላ መልእኽተን ኣመሓላሊፈን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment