ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ግዚያዊ መፅንሒን መጣየሺን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብምርካብ መኣዲ ኣካፊለን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን÷ ኣዱሽ ዘበን ብግዲ ተስፋ ንኽንገብር ዝጋብዘና ኢዩ ክብላ ተዛሪበን።

ሓዱሽ ዓመት ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ምሕላፍ ከምዝግባእ ብምግላፅ÷ “ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ምክፋል መኣዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝዓብያ ደቂ ኣንስትዮ ንምብርትታዕን ኣብ ጎድነን ምዃንና ንምርኣይ ኢዩ” ኢለን።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment