ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኻዊ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ደቂ ኣንስትዮ ዓመተ 2019 ተባሂለን ኣብ መፅሄት ፎርብስ ስመን ካብ ዝሰፈራ ደቂ ኣንስቲዮ ሓንቲ ብምዃን ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ደቂ ኣንስትዮ ዓመተ 2019 ተባሂለን ኣብ መፅሄት ፎርብስ ስመን ካብ ዝሰፈራ ደቂ ኣንስቲዮ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፀን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ መፅሄት ካብ ኣፍሪካ ብሕታዊት ዝተሓረያ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን ኣለዋ።

ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment